ድለ

ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን 

ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን

ናይቲ ምብጻሕ ዕላማ እውን ካብ ኾሮና ተህዋስ ናጻ ምዃኖም ዘድሊ ሕክምና መርመራ ክግበረሎምን እዚ ኸኣ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ኣብ ኢጣሊያ ናይ 2021 – 2022 ዓ.ም. ናይ ትምህርቲ ዘመን ዝጅመር ብምዃኑ ከም ኵሎም መሳቱኦም ናብ ቤት ትምህርቲ መታን ክወፍሩ ዝብል

ናይ ጳጳሳዊ ቤተ መጽዋት ሓላፊ ብጹዕ ካርዲናል ክራየውስኪ ድሕሪ ቐትሪ ነቶም ክልተ ሰሙን ይገብር ኢጣሊያ ንዝኣተዉ ኣብ ክፍለ ከተማ ሮማ ቶር በልላ ሞናካ ኣብ ዝርከብ ብደናግል ፍቕሪ ደቂ እናቴ ቅድስቲ ተረዛ ዝመሓደር መእለይ ዝርከቡ ኣፍጋናውያን ትሕቲ ዕድመ ሕጻናት ዘድሊ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቕረቡ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

እቶም ክልተ ሰሙን ይገብር ናብ ሮማ ዝመጹ 11 ኣዋልድን 3 ኣወዳትን ዝርከብዎም ብጠቕላላ 14  ትሕቲ ዕድመ ሕጻናት ኣፍጋናውያን ናብ ዝርከብሉ መዕቆቢ ስደተይናታት ዕለት 7 መስከረም 2021 ዓ.ም. ድሕሪ ፍርቂ መዓልቲ ምብጻሕ ዘካየዱ ናይ ጳጳሳዊ ቤተ ምጽዋት ሓላፊ ብጹዕ ካርዲናል ኮንራድ ክራየውስኪ ብናይ ሃገረ ቫቲካን ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ብሓኻይም ማሲሞ ሮሊን ሊዮናርዶ ሩሶን ተሰንዮም ምብጻሕ ከምዘካየዱ ዝሓበረ ዜና ቫቲካን ኣስዒቢ፥

ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን
ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን

ናይቲ ምብጻሕ ዕላማ እውን ካብ ኾሮና ተህዋስ ናጻ ምዃኖም ዘድሊ ሕክምና መርመራ ክግበረሎምን እዚ ኸኣ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ኣብ ኢጣሊያ ናይ 2021 – 2022 ዓ.ም. ናይ ትምህርቲ ዘመን ዝጅመር ብምዃኑ ከም ኵሎም መሳቱኦም ናብ ቤት ትምህርቲ መታን ክወፍሩ ዝብል ምዃኑ ከመላኽት እንከሎ፡ እቶም ሮማ ዝኣተዉ ቈልዑ ምስተን በቲ ኣብ ኣፍጋኒስታን ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ምኽንያት ናብ ሮማ ዝመጻ ኣብ ካቡል ዘኽታማን ጒዱዓት ቈልዑን ኣብ ምእላይ ዘገልግላ ምስ ዝነበራ  ደናግል ማሕበር ልኡካን ፍቕሪ ደቂ ቅድስቲ እናቴ ተረዛ ዝመጹ ምዃኖም እውን ኣፍሊጡ።

ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን
ክራየውስኪ ኣብ ሓገዝ እቶም nሮማ ዝኣተዉ ኣፍጋናውያን ቈልዑ፥ ትምህርቲ ንኽከታተሉ መታን
09 September 2021, 10:02