19/03/2019 ኤል ሳልቫድሮ፡ ጻውዒት ብፁዓን ጳጳሳት ንሓቀይና ብሔራዊ ዕርቂ ሃገራውን ዕርቂ ብመሰረት ፍትሒ እምበር ተሓታትቲ ካብ ተሓታትነት ናጻ ምግባር ከገበን ምዃኑ ኣስተዒሉ
18/03/2019 ኢዳይ ዝብል መጸውዕ ዝተወሃቦ ብርቱዕ ህቦብላ ኣብ ሞዛምቢክ ማላውን ዚምባብዌን ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ቅዱስ ኤጂዲዮ እውን ናብቲ ዝተጐድአ ሕዝቢ ድጋፍ ንምቕራብ መግብን ኣፋውስን ናብቲ ስፍራ ንምብጻሕ ድሮ ብወለንተይናታት ኣባላቱ ኣቢሉ ይንቀሳቐስ