ድለ

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም  

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም

ከምቲ ቅዱስ ኣቦና ደጋጊሞም ሓደ’ኳ ንበይኑ ከይሕደገን ንድሕሪት ከይጥንጠንን እንክብሉ ዝሃብዎ ምዕዳን ብጹዕነቶም ኣዘኻኺሮም

ዕለት 13 ሰነ 2020 ዓ.ም. ናይ ኵለንተናዊ ምሉእ ሰብኣዊ  ምዕባለ ኣገልግሎት ናይ ዝሓልይ ላዕለዋይ ቤት ጽሕፈት ህየንተ ኣብ ክፍለ ሃገር ላዚዮ ከባቢ ሮማ ኣብ ኣትርከብ ከተማ ካስተል ሮማኖ ኣብ ዝርከብ ናይ ሰበኽ ኽሳግም መቐመጢ ክፍለ ከተማ ምብጽሕ ኣካይዶ ምስቶም ኣዚዮም ተኣፋፍያንን ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ ከቢድ ጸገም ምስ ዝርከቡ ዓሌት ሮም ዜጋታት ተራኺቦም ካብ ኾረና ተህዋስ ንምክልኻል ዝሕግዝ ጓንትን ናይ ኣፍንጫን ኣፍን መሸነፈንን ካልእ ዝተፈላለየ ሓገዝ ከምዝለገሱ ልኡኽ ጋዜጠይና ዜና ቫቲካን ኣለሳንድሮ ጓራሺ ሓቢሮም።

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም
ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ናይ ኵለንተናዊ ምሉእ ናይ ሰብኣዊ ዕብየት ዝሓልይ ላዕዋይ ቤት ጽሕፈት ዋን ጸሓፊ ብጹዕ ካርዲናል ፐተር ቱርክሶን ኣብ ከተማ ካስተል ሮማኖ ኣብ ዘካየድዎ ምብጻሕ ኣብ ዝኾነ ይኹን ጸገም ቤተ ክርስቲያን ንድኻታትን ንመላእ ሕዝብን ነቶም ኣብ ጽንኩር ኩነት ንዝርከቡ ቀረባ ካብ ምዃን ኣይበኾረትን ብፍላይ ክኣ ኣብዚ ኮቪድ - 19 ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ እዋን ተኣፋፍያን ክፍሊ ሕብረተሰብ ዘጋጥሞም ዘሎ ኩለ መዳያዊ ጸገም መፍትሒ ንኽርከቦ ተነቓቕሕ ደገፋን ንኸተቕርብን ኣብ እተካይዶ ጻዕሪ ተዋሃሂድካ ምንባርን ንኩሉ ዝሓቑፍ ሕብረተሰብ ምሕናጽን ዘለዎ ኣገዳስነት ተመላኽት` ኣብዚ ጉዳይ እውን ትሓንጽ`።

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም
ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም

ብጹዕነቶም ኣብቲ  ዘካየድዎ ምብጻሕ ምስቶም ኣብቲ መእለይ ማእከል ምስ ዘገልገሉ ወለንተይናታት ተራኺቦም እቶም ሰበኽ ሳግም ኣብ ዝርከብሉ ምስ ዝርከቡሉን ሕብረተብን ሃገርን ተወሃሂዶም ንኽነብሩ ዘካይድዎ ኣዕሪ ከምዝነኣዱ ጓራሺ ኣፍሊጦም።

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም
ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም

ከምቲ ቅዱስ ኣቦና ደጋጊሞም ሓደ’ኳ ንበይኑ ከይሕደገን ንድሕሪት ከይጥንጠንን እንክብሉ ዝሃብዎ ምዕዳን ብጹዕነቶም ኣዘኻኺሮም፥ ኵለንተናዊ ሰብኣዊ ምዕባለ ምስ ምክልኻል ምህዳር ዝተጣምረ እዩ፡ ስለዚህ ሰብ ክወድቕ ኣንከሎ ኩሉ ተተሓሒዙ ንውድቀት የብል ከምዝበሉ ጓራሽ ኣፍሊጦም፡ ኣብቲ ሻውላይ ገዛውቲ ዝቕመጡ መብዛሕቲኦም ኣብ እዋን ውግእ ቦዝኒያ ናብ ኢጣሊያ ዝተሰዱ ከምዝኾኑን ነቶም ዝተራኸብዎም ሰበኽ ሳግም ቅርበት ቤተ ክርስቲያንን ር.ሊ.ጳጳሳትን ከምዘረጋገጹ ጓራሽ ኣፍሊጦም።

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም

Photogallery

ቱርክሶን ኣብ መቐመጢ ሰበኽ ሳግም ከባቢ ምብጻሕ ኣካይዶም
16 June 2020, 16:11