ድለ

ኣማዞናዊ ሲኖዶስ፥ ሕብርታት ሲኖዶስ

ኣማዞን ሓደስቲ ጐደናታት ንቤተ ክርስቲያንን ንኵለንተናዊ ምህዳርን

ኤኮኖሚያዊ መኽሰብ ጥራሕ ዝብልን ሓላፍነት ኣልቦ ተግባራት ሰብኣዊ ፍጥረትን ናይ ገበን ጉጅለታትን ብከላ ናይ ተፈጥሮ ከባቢ ኣየርን ኣብ ፊት ዘቑምዎ ዓቢይ ስግኣት ሓይልን መንፈስን ተቐመጥቲ ኣማዞን ብህብረ ሕብርታቱ ኣቢሎም ምስ ቤተ ክርስቲያን ኰኖም ብሓባር መልሲ ይህቡ፡ እዚ ህብረ ሕብርታት ኣማዞን ኣብቲ ዛዕባ ኣማዞን ዝመክር ዘሎ ሲኖዶስ ደሚቑ ይረአይ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን  

17 October 2019, 09:50