ድለ

ቀዳሞት ተመሀሮ ቤት ዘርአ ክህነት ዓሊተናን ከረንን ኣብ ከተማ ቫቲካን ቀዳሞት ተመሀሮ ቤት ዘርአ ክህነት ዓሊተናን ከረንን ኣብ ከተማ ቫቲካን 

መበል ሚእቲ ዓመት ቀዳሞት ተመሀሮ ቤት ዘርአ ክህነት ዓሊተናን ከረንን ኣብ ከተማ ቫቲካን

ናይ ሎሚ ሚእቲ ዓመት ይገብር 8 ተመሀሮ ዘርአ ክህነት ካብ ቤት ዘርአ ክህነት ዓሊተናን ቤት ዘርአ ክህነት ከረንን ንዝለዓለ ትምህርቲ ኣብቲ ክሳብ ሽዑ መቀበል ኣጋይሽ ገዳም ቅዱስ እስጢፋኖስ ዘሓባሻ ድሒሩ ር.ሊ.ጳጳሳዊ ኢትዮጵያዊ ኮለጅ ዝተሰምየ ክሳብ ሕጂ ብዙሓት ሊቃውንቲ ካህናትን ጳጳሳትን ካርዲናላትን ዝፈረየ ንክመሃሩ ዕለት 30 መስከረም 1919 ዓምፈ ሮማ ኣተው።

ጥቀ ክቡር ኣባ ብሩዅ ወልደጋብር ዘማሕበረ ሲታውያን ብዛዕባ እዞም ቀዳሞት ተመሀሮን መጀመርያን ካልኣይን ምሥረታ ር.ሊ.ጳጳሳዊ ኢትዮጵያዊ ኮለጅ ኣብ ሕምብርቲ ሃገረ ቫቲካን ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ሂቦምና ስለዘለው ንከታተል።

ብድምጺ ንምክትታል!
02 October 2019, 09:29