ድለ

ር.ሊ.ጳ. ኣንጀሎ በቺዩ ዘቕረብዎ ናይ ካርዲናላዊ መሰይ ይትረፈኒ ሕቶ ይዅንታ ሂቦምሉ ር.ሊ.ጳ. ኣንጀሎ በቺዩ ዘቕረብዎ ናይ ካርዲናላዊ መሰይ ይትረፈኒ ሕቶ ይዅንታ ሂቦምሉ 

ር.ሊ.ጳ. ኣንጀሎ በቺዩ ዘቕረብዎ ናይ ካርዲናላዊ መሰይ ይትረፈኒ ሕቶ ይዅንታ ሂቦምሉ

ካብ ናይ ቅድስና ጉዳይ ዝከታተል ቅዱስ ማሕበር ህየንተኣዊ ሓዋርያዊ ሓላፍነቶም ክለቁን ካርዲናላዊ መሰለይ ዘውህበኒ ሓላፍነት ናይ ይትረፈኒ ሕቶ

ናይ ቅድስና ጉዳይ ዝኸታተል ቅዱስ ማሕበር ህየንተ ብገዛእ ፍቓዶም እቲ ኩሉ ካርዲናል ምዃነይ ዘውህበኒ መሰል ክለዓልን ሓላፍነተይ እውን ይትረፈኒ እንክብሉ ንር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዘቕረብዎ ሕቶ ቅዱስነቶ ተቐቢሎም ከምዘጽደቕዎ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 24 መስከረም 2020 ዓ.ም. ካብ ናይ ቅድስና ጉዳይ ዝከታተል ቅዱስ ማሕበር ህየንተኣዊ ሓዋርያዊ ሓላፍነቶም ክለቁን ካርዲናላዊ መሰለይ ዘውህበኒ ሓላፍነት ናይ ይትረፈኒ ሕቶ ንርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንቸስኮ ከምዘቕረቡን ቅዱስነቶም ነቲ ብጹዕ ካርዲናል በቺዩ ዘቕረብዎ ሕቶ ተቐቢሎም ይኹንታ ከምዝሃብሉ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ።

ር.ሊ.ጳ. ኣንጀሎ በቺዩ ዘቕረብዎ ናይ ካርዲናላዊ መሰይ ይትረፈኒ ሕቶ ይዅንታ ሂቦምሉ
26 September 2020, 23:04