ድለ

ሲኖዶስ ዛዕባ ኣማዞን፡ ኣማዞን ኣብ ናይ ሲኖዶስ ኣዳራሽ ምስ ር.ሊ.ጳ.

ኣማዞን ኣብ ዙሪያ ር.ሊ.ጳጳሳትን ምስ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቀንደይና ተዋሳኢ

ሳልሳይ መዓልቲ ሲኖዶስ ካብ ዝኽፈት፡ ብቐጻሊ ኣማዞን ምስቲ ዘለዎ ዘደንቕ  መልክኣ ምድራዊ ባህርያቱን ምስት ዘለዎ ዓቢይ ሃብታም ናይ እምነት ውርሻን ኣቃልቦ ዝሓትት ናይቲ ከባቢ ዝተሓላለኸ ኵነት ይግለጽን ናይቲ ሲንዶስ ቀንደይና ተዋሳኢ ባዕሉ ኣማዞን ምዃኑ እዩ ይረጋግጽ ኣሎ።

10 October 2019, 13:11