ድለ

ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናብ በነዲክቶስ መበል 16 ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናብ በነዲክቶስ መበል 16 

ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናብ በነዲክቶስ መበል 16

ኣብ መእተዊ ቅዱስ ሰሙን ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራቸስኮ ናብቲ ቅዱስነቶም ልሂቅ ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ዝቕመጡሉ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ናብ ዝርከብ ገዳመ እመ ቤተ ክርስቲያን ብምኻድ

ዕለት 15 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም. ድሕሪ ቐትሪ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ኣብ ዝርከብ ገዳመ እመ ቤተ ክርስቲያን ብምኻድ ንቕዱስነቶም ልሂቅ ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶ መበል 16 ናይ ርሑስ በዓለ ልደትን ከምኡ እውን በነዲክቶስ መበል 16 ዕለት 16 ሚያዝያ መበል 92 ዓመት ልደቶም ከምዘኽብርሉ ዕለት ብምዃኑ ነዚ ምኽንያት ብምግባር ምብጻሕ ኣካይዶም ሰናይ ምንዮቶም ከምዝገለጹሎም ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተን ግዚያዊ ሓላፊ ኣለሳንድሮ ጂሶቲ ሓቢሮም።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ከተማ ቫቲካን

ኣብ መእተዊ ቅዱስ ሰሙን ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራቸስኮ ናብቲ ቅዱስነቶም ልሂቅ ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ዝቕመጡሉ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ናብ ዝርከብ ገዳመ እመ ቤተ ክርስቲያን ብምኻድ ንበነዲክቶስ መበል 16 ናይ ርሑስ በዓለ ፋሲካ ምንዮቶም ገሊጾም፡ ኣተሓሒዞም እውን ዕለት 16 ሚያዝያ መበል 92 ዓመት ዕድመኦም ዘብዕልሉ ዕለት ብምዃኑ ርሑስ ዓመተ ልደት ይግበረልኩም ብምባል ቅርበቶምን ፍቕሮምን ጸሎቶምን እውን ከምዘረጋገጹሎም ጂሶቲ ሓቢሮም።

ምብጻሕ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናብ በነዲክቶስ መበል 16
16 April 2019, 16:22