ድለ

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ፥ ካብ ቫቲካን ናብ ፓናማ

ካብ ቫቲካን ናብ ፓናማ

ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ካብ ሮማ ናብ ፓናማ ብኣሊታሊያ መገዲ ኣየር 13 ዝውሰድ ካብ ዝተፈላለያ ናይ ናይ ሕትመትን ራዲዮን ተለቪዥን መደብራት ልኡካን ጋዜጠይናታት ኣብ ቅድስቲ መንበርን ናይ ቅድስቲ መንበር ኣካላትን ተሰንዮም ዝገበርዎ ጉዕዞ ነፋሪትን ምብጻሕ ኣብ ፓናማ፥ ኣብቲ በሸሓት ዝቑጸሩ ምእመናን ኣብ ዝጽበይዎም ኣብ ዝነበሩሉ ቶኩመን እተሰምየ ዓለም ሓቆፍ መዓርፎ ነፈርቲ ምብጻሕንን ኣብ ሓደ ደቓቓ ናይ ምስማዐ ርእየት ሓበሬታ እነሆ። (ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ከተማ ቫቲካን)

 

24 January 2019, 09:39