ድለ

2021.05.06 4 ደናግል ደቂ ቅድስት ሃና ምስ ካህናትን ኑንስዮን 2021.05.06 4 ደናግል ደቂ ቅድስት ሃና ምስ ካህናትን ኑንስዮን 

ማሕበር ደናግል ቅድስት ደቂ ሃና ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎት ቤት እንደራሴ ር.ሊ.ጳ ካርቱም!

ንር.ሊ.ጳ ወኪሎም ኣብ ሱዳንን ኤርትራን ናይ ዘገልግሉ ብልማድ ኑንስዮ ኣፖስቶሊኮ ብዝብል ስያሜ ዝፍለጡ ምቅማጦም ኣብ ካርቱም ሱዳን ኰይኑ ብመንገዲ ኣሕሉቅ ተረዳዲኦም ደናግል ቅድስት ሃና ኤርትራ ኣብ ቤተ ኑንስዮ ክሕግዛ ከምኡ እውን ኣብ ሃገረ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ንክሕግዛ ብበዓለ ፋሲካ ብዕሊ ከምዝኣተዋ ካብ ቊምስና ቅዱሳን ጴጥሮስን ጳውሎስን ካርቱም ሱዳን ዝመጸ ዜና ኣመልኪቱ።
ብድምጺ ንምክትታል!
ሓበሬታ ሓጺር ዜና ኣባ ክፍለኢየሱስ
ሓበሬታ ሓጺር ዜና ኣባ ክፍለኢየሱስ
ቅዳሴ ፋሲካ
ቅዳሴ ፋሲካ
ምእመናን እንክቅበልወን!
ምእመናን እንክቅበልወን!
06 May 2021, 18:34