ድለ

2021.05.06 ነፍሰኄር አባ ገብረትንሣኤ (ፍትዊ) ገብራይ 2021.05.06 ነፍሰኄር አባ ገብረትንሣኤ (ፍትዊ) ገብራይ 

“ሞት ፃድቕ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ክቡር እዩ” (መዝ.116:15)::

ጥቀ ክቡር አባ ገብረትንሣኤ (ፍትዊ) ገብራይ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኦምን 64 ዓመታት ኣገልግሎት ክህነትን ብዕለት 25 ሚያዝያ 2013 ዓምግ ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልዩን ብዕለት 27 ሚያዝያ 2013 ዓምግ ጳጳስን ውሉደ ክህነትን ቤተሰብን ኣብ ዝተረኽቡሉ ሥርዓተ ቀብሮም ኣብ ወልዋሎ ዓዲግራት መካነ መቃብር ደብረ መድኀኔ ዓለም ሓመድ ኣዳም ከምዝለበሱን ካብ ቦታኡ ዝመጸ ዜና ኣመልኪቱ።
ብድምጺ ንምክትታል!
ሓጺር ታሪኽ ሕይወት ነፍሰ ኄር አባ ገብረትንሣኤ (ፍትዊ) ገብራይ
ሓጺር ታሪኽ ሕይወት ነፍሰ ኄር አባ ገብረትንሣኤ (ፍትዊ) ገብራይ
06 May 2021, 12:07