ድለ

መልእኽቲ ልደት ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ 2013 ዓምግ (2021)

አማኑኤል፡ ‘እግዚአብሔር ምሳና እዩ’! በዓላት ልደተ ጥምቀት 2013 ዕምግ (2021 ዓምፈ) ክቡር ሕዝበ እግዚአብሔር፡ - ‘‘ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩልኻትኩም ይኹን’’ (ገላ 6.18) ናይ ዝሓለፉ በዓላት ፋሲካን ቅዱስ ዮሓንስን ካብቲ ኣብ መገሻይ ተኸቲረሉ ዝነበርኩ ሕቡራት መንግሥታት አመሪኣክ ጽሒፈልኩም። ሎሚ ግን ብኃይሊ ኣምላኽን ብኣማልድነት ኣዴና ኪዳነ ምሕረትን ብጸሎትኩም ብ18 ታኅሣሥ ብደሓነ ሰላም ስለዝተመለስኩ ካብ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ኪዳነ ምሕረት እየ ዝጽሕፈልኩም ዘሎኹ።
ብድምጺ ንምክትታል!
መልእኽቲ ልደት ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ
መልእኽቲ ልደት ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ
05 January 2021, 14:46