ድለ

ምህለላ ዘመነ ፍልሠታ ምስ መምህር ኣፈወርቅ ሃለቃ ሃብተማርያም!

ምህለላ ፍልሠታ ሓደ ዝተጨነቐ ሕዝቢ ካብ ኣምላኹ ረድኤትን ኀልዮትን ኪረክብ ናይ ዚምነ ሕዝቢ አውያት ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ዝንሳሕ እውን እዩ።. . . እቲ ሽዑ ስደትን ሞትን ዜስዕብ ዝነበረ ጸላኢ ሎሚ ብሥውር መንገዲ ዚጻብኣና ኃይሊ ሠይጣን ምዃኑ እዩ። ስለዚ ነዚ ጸሎት እዚ ብምሉእ ኃይልናን ባህግናን ከነዘውትሮ ይግብኣና’ (መና ጸሎታት ገጽ 160)

መምህር ኣፈወርቅ ሃለቃ ሃብተማርያም በብክፋል ኣቅሪቦምልና ንዘለው ምህለላ ዘመና ፍልሠታ እናሰማዕና ክንምህለል ኣብ ዩቱዩብ Afewerki Habtemariam ኣቲና subscribe like ንዝብል ነጥብታት ብምጥዋቅ ክንከታተሎ ነዚ ካብ ኣበው ብውረድ ተዋረድ ዝተረክብናዮ ጐረሮ ዝተርክስን መንፈሳዊ ሰላምን ዕጋበትን ዝህብን ጸጋ ተቋደስቲ ንኹን።

https://www.youtube.com/channel/UCln-08uMQucE3d6DYDVrNRg/videos

https://www.youtube.com/watch?v=hWzP3iPkKrI

https://www.youtube.com/watch?v=LX7j2qypjTQ

https://www.youtube.com/watch?v=M1xa7VbW6bo

. . . ወዘተ።

እግዚአብሔር ኣምላኽና ጾምና ምህለላናን ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመና።

ካብ በረከት ኣዴና ቅድስተቅዱሳን ድንግል ማርያም የካፍለና። ኣሜን!

ናይ እግዚአብሔር ምሕረትን ሳህልን ናይ ኣዴናቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ሰማእታት ተራዳኢነት ኣይፈለየና።

07 August 2020, 12:48