ድለ

2019.10.4 ኣባ ኣብርሃም ብሩኽ ወልደጋብር ኣባ ኣልበሪኮ ጴጥሮስ ቀሺ ገብረሥላሴ  ኣባ ዮሴፍ ኣብርሃም ገብረሥላሴ 2019.10.4 ኣባ ኣብርሃም ብሩኽ ወልደጋብር ኣባ ኣልበሪኮ ጴጥሮስ ቀሺ ገብረሥላሴ ኣባ ዮሴፍ ኣብርሃም ገብረሥላሴ 

ወርቃዊ ኢዮቤል መበል ሓምሳ ዓመት ክህነት 3 መነኮሳን ኣበው ሲታውያን ኤርትራውያን

ሓምሳ ዓመት ይገብር ብበዓለ ቅዱስ ፍራንቸስኮስ ዘኣሲዚ ዕለት 4 ጥቅምቲ 1969 ዓምፈ ሠለስተ ኤርትራውያን ኣጓቡዝ መዓርገ ክህነት ንኽቅበሉ ኣብ መንበረ ታቦት ምኔት ካዛማሪ ምስ ቀረቡ በዓል ሠናይ ዝኽሪ ነፍሰኄር ብፁዕ ኣቡነ ኣሥራተ ማርያም የምሩ በብሓደ ሢመተ ክህነት ሂቦም ድልው ውእቱ እንክብሉ ንክቡራን ኣበው ኣባ ዮሴፍ ኣብርሃም ገብረሥላሴ ኣባ ኣልበሪኮ ጴጥሮስ ቀሺ ገብረሥላሴን ኣባ ኣብርሃም ብሩኽ ወልደጋብርን ንዘለዓለም ካህናት ኢኹም በልዎም።

ኣብ ዝኽሪ እዚ ዓቢ ዕለት ኣጋጣሚ ኰይኑ ሠለስቲኦም ኣበው ብሓደ ተረኺቦም ብዓቢ ኣገባብ ናይ ምሥጋና መሥዋዕተ ቅዳሴ ብሥርዓተ ግዕዝ ከምዝቀረቡ ዘመልከቱ ኣባ ቡሩኽ ነዚ ጸባጻብ እዚ ሂቦምና።

ውዕሎ ክብረ ዝኽሪ በዓል!

 

ብዛዕባ ታሪኽ ሕይወት ናይዞም ሰብ ጸጋ ኣብ ብሩኽ ወልደጋብር በብሓደ እንክትንትኑ ንሎሚ ብኣባ ኣልበሪኮ ቀሺ ገብረሥላሴ ጀሚሮምልና ኣለው።  

ታሪኽ ሕይወት ሰብ ጸጋ ቚ.1

 

ሓጺር ታሪኽ ሕይወት ኣባ ዮሴፍ አብርሃም ገብረሥላሴ ብኣባ ቡሩኽ ኣብርሃም ወልደጋብር ብድምጺ ንከታተል። 

ታሪኽ ሕይወት ሰብ ጸጋ ቚ.2
ብትግሃት ጥቀ ክቡር ኣባ ዮሴፍ ኣብርሃም ገብረሥላሴ ኣብ ሆሳዕና ዝተሓንጸት ቤተክርስትያን።
ብትግሃት ጥቀ ክቡር ኣባ ዮሴፍ ኣብርሃም ገብረሥላሴ ኣብ ሆሳዕና ዝተሓንጸት ቤተክርስትያን።

 

ሓጺር ታሪኽ ሕይወት ኣባ ቡሩኽ ኣብርሃም ወልደጋብር ብድምጺ ንከታተል። 

ታሪኽ ሕይወት ሰብ ጸጋ ቚ.3

 

ካብቲ ብትግሃት ኣባ ብሩኽ ኣብርሃም ወልደጋብር ዝተሓትሙ መጻሕፍቲ ምስ ብጻዮም ኮይኖም ዝደረስወን። 

ታሪኽ ክርስትና ኣብ ምድሪ ሓበሻን ምንኩስና ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝብላ መጻሓፍቲ ብቋንቋ እንግሊዝ።
ታሪኽ ክርስትና ኣብ ምድሪ ሓበሻን ምንኩስና ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝብላ መጻሓፍቲ ብቋንቋ እንግሊዝ።
12 October 2019, 13:48