Cerca

Vatican News
ሰኣሊ ለነ ማርያም! ሰአሊ ለነ ማርያም ኀበ ወልድኪ ኄር ወመድኀኔ ዓለም ሰኣሊ ለነ ማርያም! ሰአሊ ለነ ማርያም ኀበ ወልድኪ ኄር ወመድኀኔ ዓለም  (ANSA)

ምህለላ ዘዘመነ ፍልሠታ ብነ/ኄር አባ ተኽለዝጊ ዑቍባጊዮርጊስ ዘማኅበረ ሲታውያን ዝተሰናደወ

ምህለላ ዘዘመነ ፍልሠታ ብአባ ተኽለዝጊ ዑቍባጊዮርጊስ ዘማኅበረ ሲታውያን ዝተሰናደወ! ካብ "ሚካኤል ሊቀ መላእክት ሰአል በእንቲአነ ..." ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ብሙሉኡ ብዜማ ክትሰምዑን ኃቢርኩም ክትጽልዩን ምስ እትደልዩ ነዚ ዝስዕብ ጠውቁ! ብሩኽ ዘመነ ፍልሠታ!
ምህለላ ዘዘመነ ፍልሠታ ብነ/ኄር አባ ተኽለዝጊ ዑቍባጊዮርጊስ
09 August 2019, 19:48