2021.06.11 ኣብ ሓንቲ ካብተን ኣብያተ ትምህርቲ ምዕዳል ብልጫን ፓጀላን እንኪካየድ 2021.06.11 ኣብ ሓንቲ ካብተን ኣብያተ ትምህርቲ ምዕዳል ብልጫን ፓጀላን እንኪካየድ 

ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤ/ክ ኤርትራ-ምህጋርን ምዕጻውን ኣብያተ ትምህርታ ምግሃስ መሰልን ፍትሕን እዩ!

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብመንግሥቲ ዝጀመረ ምህጋርን ምዕጻውን ማሕበራዊ ኣገልግሎት ትካላት ጥዕናን ላዕለዎት ኣብያተ ትምህርትን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ሎምዘመን ከኣ ብኣልማማ ክሳብ መዋዕለ ሕጻናት ንዘሎ ተሪፉ ንዝነበረ ኣብ ምዕጻውን ምህጋርን ስለዝተበጽሔ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዝሓለፍ ዕለት 26 ግንቦት ናብ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዘቅረብዎ ኣብየቱታ ነቅርበልኩም።
ብድምጺ ንምክትታል!

 

መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ!
መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ!

 

ቈልዓ ብንእሱ ቈርበት ብርሕሱ! ሓንቲ ካብ ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ
ቈልዓ ብንእሱ ቈርበት ብርሕሱ! ሓንቲ ካብ ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ
12 June 2021, 19:37