ቓዛ፥ ቶኽሲ ደው ክብል ተስፋ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ እዋን ዝቕጽል ዘሎ ዓመጽ ቓዛ፥ ቶኽሲ ደው ክብል ተስፋ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ እዋን ዝቕጽል ዘሎ ዓመጽ 

ቓዛ፥ ቶኽሲ ደው ክብል ተስፋ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ እዋን ዝቕጽል ዘሎ ዓመጽ

ካብ ቓዛ ዝወጹ ናይ ሕክምና ምንጭታት ሓበሬታ፥ እቲ ዓመጽ ካብ ዝተባርዓሉ ዕለት 10 ግንቦት 2021 ዓ.ም. ኣትሒዙ ልዕሊ 200 ሰባት ከምዝሞቱን ካብኣቶም እቶ 60 ትሕቲ ዕድመ ሕጻናት ከምዝኾኑን ኣብታ ሃገር ዝርከቡ 450 ሕንጻታትን ሽዱሽተ ኣባይቲ ሕክምናን ትሽዓተ መሰረታዊ ማእከላት ጥዕናን ከምዝዓነወን ወይ ውን ከፊል ከምዝዓነወን ልዕሊ 70 ሺሕ ዝግመት ሕዝቢ ከምእተመዛበለ
21 May 2021, 15:17