ኣብ 2020 ዓ.ም. ብናይ ሓዋርያዊ መንበር ንብረት ቤት ምሕደራ ዝተኸፍለ ግብሪ ኣብ 2020 ዓ.ም. ብናይ ሓዋርያዊ መንበር ንብረት ቤት ምሕደራ ዝተኸፍለ ግብሪ 

ኣብ 2020 ዓ.ም. ብናይ ሓዋርያዊ መንበር ንብረት ቤት ምሕደራ ዝተኸፍለ ግብሪ

እቲ ንናይ መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት 5,95 ሚሊዮን ኤውሮ ከምኡ እውን ንናይ ትካላት ዝምልከት 2,88 ሚሊዮን ኤውሮ ኣብ 2020 ዓ.ም. ንኢጣሊያ ከምዝኸፈለ

ናይ ሓዋርያዊ መንበር ቤት ምሕደራ ንብረት ኣብ 2020 ዓ.ም. ንመንግስቲ ኢጣሊያ 5.95 ሚሊዮን ኤውሮ ንናይ ኣባይቲ ጒዳይ ዝምልከት ግብርን ከምኡ እውን 2.88 ሚሊዮን ኤውሮ እውን ንናይ ትካላት ጒዳይ ዝምልከት ግብሪ ከምምዝኸፈለን ተተሓሒዙ እውን ብሃገረ ቫቲካንን ብሰበኻታት ኣብ ኢጣሊያ ዚኽፈል ግብሪ እውን ከም ተወሳኺ ዝጽብጸብ ይኸውን።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ምምሕዳር ሓልዮት ሓርያዊ ንብረትን ንጥፈታትን ነዚ ስዒቡ  ከምቲ ሕጊ ዝእዝዞ ንኢጣሊያ ግብሪ ከም ዝኸፍል ዝፈልጥ ኰይኑ፡ ለምዘበን እቲ ንናይ መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት 5,95 ሚሊዮን ኤውሮ ከምኡ እውን ንናይ ትካላት ዝምልከት 2,88 ሚሊዮን ኤውሮ ኣብ 2020 ዓ.ም. ንኢጣሊያ ከምዝኸፈለ ዝሓበረ ዜና ቫቲካን ኣስዒቡ፥

ኣብ ልዕሊ እዚ ድማ እቲ ኣመሓዳሪ ሃገረ ቫቲካንን ኣስፍሆተ ወንጌል ነህዛብ ዝሓልይ ቅዱስ ማሕበርን ናይ ሮማ ሰበኻን ነፍሲ ወከፍ ኣብ ኢጣሊያ ዝርከባ ሰበኻታትን ዝኸፍልዎ ግብሪ ኪውሰኽ ኣለዎ፡ ብጀካ እቲ ኣብ ልዕሊ ዝተጠቕሰ ግብሪ ብምምሕዳር ሓልዮት ሓርያዊ ንብረት ዝተኸፍለ ግብሪ ማለት እውን ምዃኑ ኣፍሊጡ።

24 June 2021, 21:09