መላእ ኪደት ሲኖዶስ ዛዕባ ኣማዞን ኣብ ሓደ ደቒቕ

ሲኖዶስ ዛዕባ ኣማዞን 6-27 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም.

ካብ ዕለት 6 ጥቅምቲ ክሳብ ዕለት 27 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም. ዛዕባ ኣማዞን ዝመኸረ ሲኖዶስ፡ ናይ ድኻታት ገዓር ጽን ዝበለ እዩ፡ እቲ ገዓር ድኻታት ከኣ ናይ ቤተ ክርስቲያን ናይ ተስፋ ገዓር ከምዝዀነ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 27 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም. ናይቲ ሲኖዶስ መዛዘሚ ኣብ ዘዕረገዎ መስዋዕተ ቅዳሴ ኣብ ዝለገስዎ ስብከት ዝሃብዎ መሰረታዊ ትርጉም ናይቲ ሲኖዶስ ከምዝዀነን፡ እቲ ሲኖዶስ ዝተመያየጠሎም ኣርእስታት፡ ወንጌል ንምስፋሕ ዘኽእሉ ሓደስቲ መገድታት ምንዳይ ብዝብል ኣርእስቲ ዝጠቓለል እዩ። ናይቲ ሲኖዶስ ጠቕላላ ከይድታት ኣብ ሓደ ደቒቕ ናይ ምስማዐ ርእየት መልእኽቲ፥   

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

28 October 2019, 09:13