ሲኖዶስ 2018 ዓ.ም.፥ መንእሰያትን ብፁዓን ጳጳሳትን ሓደ ሰሙን ኣብ ስልሳ ካልኢት

ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ከይዲ ሲኖዶስ

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ከተማ ቫቲካን

ዝሓለፈ ሰሙን እቲ መንእሰያትን እምነትን ልልያ ጸዋዕታን ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ ክሳብ ዕለት 28 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም. ዝቕጽል መበል 15 ሓፈሻዊ መደበይና ሲኖዶስ ብፁዓን ጳጳሳት ኣብቲ ናይ ሲኖዶስ ናይ መዛተዪ ወይ መጋበርያ ዕዮ ሰነድ ተነቢሩ ዘሎ ምሕራይ ወይ ከኣ ምልላይ፥ ንምላዋጥ ሓዋርያዊ ግብረ ኖልዎን ወንጌላዊ ተልእዀን፡ ኣብ ዝብል ሳልሳይ ክፋል ኣሞርኵይዙ ዘካየዶ ናብ ናይ ፍጻሜ ናይ ሲኖዶስ ሰነድ ናብ ዘሰናድወሉ ሰሙን ኣብ ዘሰጋገሮ ናይ ሓደ ሰሙን ዘተን ናይ ሓሳብ ምውዋጣን ምስማዕን ምንጽጻርን ጽማሬ ከምዚ ዝስዕብ ኣብ 60 ካልኢት እነሆ።  

22 October 2018, 09:39