ሲኖዶስ፥ መልእኽቲ ብፁዕ ካርዲናል ሾንቦርን ንመንእሰያት

እዚ ኣብዚ ሲኖዶስ ዝንበር ዘሎ ሃብታም ተመክሮ እዩ፡

ናይ ቤተ ክርስቲያን መጻኢ ብሓባር ምጉዓዝ እዩ፡ መጻእነት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ጉዕዞ ብሓባር እዩ፡ ኣብ ሓድ ሕዳዊ ምስምማዕን ጽን ምብህሃልን። እዚ ኣብዚ ሲኖዶስ ዝንበር ዘሎ ሃብታም ተመክሮ እዩ፡ ነዚ ዝበሉ ኣብ ኦስትሪያር ርእሰ ከተማ ቪየና ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ካርዲናል ክሪስቶፈር ሾንበርን ካብ ሲኖዶስ ከይኖም ንመንእሰያት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እዩ።

ሲኖዶስ፥ መልእኽቲ ብፁዕ ካርዲናል ሾንቦርን ንመንእሰያት
23 October 2018, 17:34