ድለ

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናይ ሞንጎሊያ ሓዋርያዊ ዕደቶም ዛዚሞም

ር.ሊ.ጳ.፥ መኖግሊያን ሞንጎላውያን ኣብ ልበይ እያቶም

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ካብቲ ማእከል ግብረ ሰናይ ሰዓት 10.30 ተሰናቢቶም ልክዕ ሰዓት 11.30 ኣብ ኡላንባታር ኣብ ዝርከብ ዓለም ሓቆፍ መዓርፎ ነፈርቲ ምስ በጽሑ  ብናይ ሞንጎሊያ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ሚኒስትር ኣቀባብላ ምስ ተገብረሎም ኣብቲ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝርከብ ናይ መንግስቲ ፍሉይ ቤት መቐበል ኣጋይሽ ክሌኣዊ ርክብ ኣካይዶም ምስ ኣብቅዑ ወግዓዊ ናይ ምፍናው ስነ ስረዓት ንኽብሮም ምስ ተፈጸመ፥ ቅዱሰንቶም ልክዕ ፍርቂ መዓልቲ ናብ ሮማ ከም ዝነቐሉን ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።

04 Sep 2023, 16:17