ድለ

ር.ሊ.ጳ. ኣብ ሊዝበን ንሰለስተ መንእሰያት ምስጢረ ንስሓ ሰሪዖም ር.ሊ.ጳ. ኣብ ሊዝበን ንሰለስተ መንእሰያት ምስጢረ ንስሓ ሰሪዖም  (Vatican Media)

ር.ሊ.ጳ. ኣብ ሊዝበን ንሰለስተ መንእሰያት ምስጢረ ንስሓ ሰሪዖም

ቅዱስነቶም ንሰለስተ መንእሰያት ስርዓት ምስጢረ ንስሓ ከም ዝሰርዑን

ቅዱስ ኣቦና ነቲ ናይ ዓለም ሓቆፍ ቅነ መንእሰያት ሊዝበን መዓልቲ ስርዓት ምስጢረ ንስሓ ንክሰርዑ ኣብ ቫስኮ ዳጋማ ናይ ኣታኽልቲ ስፍራ ምስ በጽሑ በታ ናይ ር.ሊ.ጳ. መንእሰያት ብዘርእስታ መዝሙር ኣቀባብላ ከም ዝተገብረሎምን በዚ ፍጻሜ እዚ ናይቲ ዘካይድዎ ዘሎ ሓዋርያዊ ዑደት  ሳልሳይ መዓልቲ ውዕሎ ከምዝጀመሩ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ኣብቲ ናይ ኣታኽልቲ ስፍራ  ኣብ ቤት ማሕቡስ ፓሶስ ደ ፈረይራ ብዝርከቡ እሱራት መንእሰያት ዝተሰርሑ 150 መካናተ ኑዛዜ ከም ዝተተኽለን ቅዱስነቶም ንሰለስተ መንእሰያት ስርዓት ምስጢረ ንስሓ ከም ዝሰርዑን ኣብኡ ሰርዓተ ምስጢረ ንስሓ ንኽሰርዑ በሻሓት ዝቑጸሩ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተዋጽኡ ካህናት ከም እተረኽቡ ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።

Photogallery

ር.ሊ.ጳ. ኣብ ሊዝበን ንሰለስተ መንእሰያት ምስጢረ ንስሓ ሰሪዖም
04 Aug 2023, 16:40