ቤት ምሕደራ ኣስቲ ንር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናይ ክብሪ ዜጋ ኣስቲ እንክብል ይሰምዮም
ናይ ዞባ ፒየሞንተን ከተማ ኣስትን ኣባላት ቤት ምሕደራ ከም እተራኸቡን ናይ ከተማ ኣስቲ ከንቲባ ማውሪዚዮ ራሰሮ፥ “ቅድነቶም ንሰላም ዓለም ብዘለዎም ጽኑዕ ተወፋይነትን ኣንጻር ኩሉ ኣድልዎን መዓልታዊ ናይ ምትሕግጋዝን ሕውነትን መልእኽትታቶም፥ ስለ ሰላምን ሕውነትን” ናይ ከተማ ኣስቲ ክቡር ዜጋ እንክብሉ
21 Nov 2022, 14:54