ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ንናይ ኢጣሊያ ብጹዓን ጳጳሳት፥ ግብረ ሰናይን ተስፋን ደገፍን
ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ንዝሳተፉ ዘለዎ ብጹዓን ጳጳሳት “በቲ ኣብዚ ግዜና ዝርአይ ዘሎ “ውልቃውነትን ዘይምግዳስን ጸገማትን ከይተለመሱ ፡ ሱታፌን ሕውነትን” ከደንፍዑን ከም ክርስቲያን መጠን “ልግሲ” ከምኡ እውን “ነቲ ናይቲ ከባቢ ጸገም ንኽብድሁ ዝዓዩን ካብ ገዛእ ርእሳ ናይ እትወጽእ ቤተ ክርስቲያን መሰኻኽር ኵኑ”
01 Sep 2021, 08:21