ድለ

ሰላምታ ር.ሊ.ጳ. ናብ ቡዳፐስትን ስሎቫኪያን ኣብ ዘካይድዎ ጉዕዞ ንዘስንይዎም ጋዜጠይናታት ሰላምታ ር.ሊ.ጳ. ናብ ቡዳፐስትን ስሎቫኪያን ኣብ ዘካይድዎ ጉዕዞ ንዘስንይዎም ጋዜጠይናታት 

ሰላምታ ር.ሊ.ጳ. ናብ ቡዳፐስትን ስሎቫኪያን ኣብ ዘካይድዎ ጉዕዞ ንዘስንይዎም ጋዜጠይናታት

ቅዱስነቶም ነቶም ኣብታ ነፋሪት ዝተረኽቡ ኣብዚ ሓዋርያዊ መገሻ እዚ ንዘሰንይዎም ናይ ዝተፈላለያ ዜና ማዕከናት ብጠቕላላ 78 ልኡካን ጋዜጠይንታት

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብዚ ፑዳፐስትን ስሎቫኪያን ዘጠቓልል መበል 34 ዓለም ሓቆፍ ሓዋርያዊ መገሻኦም ዕለት 12 መስከረም 2021 ዓ.ም. ሮማ ካብ ዝርከብ ፊውሚቺኖ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝነቐሉን ቅድሚ ምንቃሎም ነቶም ኣብዚ ጉዕዞ እዚ ንዘሰንይዎም ናይ ዝተፈላለያ ዜና ማዕከናት ጋዜጠይንታት ሰላምታኦም ከምዘቕረቡን ዜና ቫቲካን ኣፍሊጡ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዕለት 12 መስከረም 2021 ዓ.ም. ሮማ ካብ ዝርከብ ፊውሚቺኖ ዓለም ሓቆፍ መዓርፎ ነፈርቲ በቆጻጽራ ሮማ ሰዓት ሽዱሽተ ከምዝነቐሉን ቅዱስነቶም ነቶም ኣብታ ነፋሪት ዝተረኽቡ ኣብዚ ሓዋርያዊ መገሻ እዚ ንዘሰንይዎም ናይ ዝተፈላለያ ዜና ማዕከናት ብጠቕላላ 78 ልኡካን ጋዜጠይንታት ሰላምታኦም ኣቕሪቦም፥ ንዅሎም ጋዜጠይናታት ኣብቲ “ዘካይዶ ሓውርያዊ መገሻ” ስለ ኣገልግሎትኵም አመስግን ከምዝበሉ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ።

ሰላምታ ር.ሊ.ጳ. ናብ ቡዳፐስትን ስሎቫኪያን ኣብ ዘካይድዎ ጉዕዞ ንዘስንይዎም ጋዜጠይናታት
13 Sep 2021, 12:37