ሓውጾተ ኖልዎ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ባሪ መላእ ትሕዝቶ ኣብ ሓደ ደቒቕ

ሓውጾተ ኖልዎ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ባሪ

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ከተማ ባሪ ኣብ ዘካየድዎ ሓውጾተ ኖልዎ፡ ምስ ናይ ሃገራት ዞባ መዲትራኒያን ብፁዓን ጳጳሳት ዘካየድዎ ርክብን ዝለገስዎ ቃለ ምዕዳንን፡ ጳጳሳትን ምእመናንን ዘሳተፈ ዘዕረግዎ መስዋዕተ ቅዳሴን ዝለገስዎ ስብከት፡ ፍርቂ መዓልቲ ዘዕረግዎ ጸሎተ መልኣከ እግዚኣብሔርን ምእንቲ ሰላም ኣብ ሶሪያ ዘቕረብዎ ጻውዒትን፡ ምእንቲ ቤተ ክርስቲያን ክጽለይ ዘመሓላለፍዎ ምዕዳንን ዘጠቓልል ኣብ ስልሳ ድግሚት ናይ ምስማዐ ርእየት ጸብጻብ።

24 February 2020, 09:50