ኣብ ሓደ ደቒቕ ናይ ር.ሊ.ጳ. ጉዕዞን ምብጻሕን ኣብ ታይላንድ ናይ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ረቡዕ ዕለት 20 ሕዳር 2019 ዓ.ም. ባንግኮክ ብምእታው ኣብ ታይላንድ ናይ ዘካይድዎ ዘለዉ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ምደብ መሰረረት፡ ናይ ዕለት 21 ሕዳር 2019 ዓ.ም. ውዕሎ ብምስሊ ዘዘንትው ናይ ሓደ ደቒቕ ናይ ምስማዐ ርእየት ሓበሬታ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ኣብ ባንግኮክ ዝተገበረሎም ኣቀባብላን ምስ ናይታ ሃገር መራሔ መግንስቲ ዘካይድዎ ክሌኣዊ ርክብን ምስ ናይ መንግስቲ ላዕለዎት ኣካላትን ናይ በርገሳውያን ማሕበራት ሓለፍትን ኣብ ታይላንድ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ልኡካነ መንግስታትን ተራኺቦም፡ ካብ መራሔ መንግስቲ ንኽብሮም ድሕሪ ዘቕረበ ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም መደረ ዘስምዕዎ ቀዳማይ መደረን፡ ናብ ናይ ታይላንድ ናይ ቡድሃ ሃይማኖት ልዑል ፓትሪያርክ ምብጻሕ ኣካይዶም ዘስምዕዎ ካልኣይ መደረን ምስ ናይ ታይላንድ ንጉስ ዘካይድዎ ርክብን ኣብ ቤት ሕክምና ቅዱስ ልዊስ ዘካይድዎ ምብጻሕን ዘጠቓልል ናይ ሓደ ደቒቕ ናይ ምስማዐ ርእየት ሓበሬታ።

22 November 2019, 10:27