ሲኖዶስ ዛዕባ ኣማዞን፡ ኣብ ሓደ ቃል

ብሓባር ምጉዓዝ

ተሳታፍነትን ናይ ርክብ ሰናይ ኣጋጣምን ናይ ተስፋ ምኽንያትን ኣብ ምትሕቑቓፍን ሰማዕነት ቤተ ክርስቲያንን፡ እዚ ሓሳብ እዚ እቲ ዛዕባ ኣማዞን ዝመክር ዘሎ ሲኖዶስ ንኽንርድኦ ዝሕግዝ ክኸውን እንከሎ፡ ናይቲ ሲኖዶስ ናይ ሓደ ሰሙን ኪደቱ በዚ ሓሳብ እዚ ዝግለጽ ኰይኑ፡ ዝተፈላለዩ ተሳተፍቲ ብሓባር ምስቶም ብሓባር ምጉዓዝ ምስ ዝብሉ ተኽታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ዝነብርዎ ዘለዉ ቤተ ክርስቲያናዊ ኵነት ስምዒታቶምን ዘሕደረሎም ተምሳጥን የዘንትዉ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

12 October 2019, 10:44