ኣብ ሓደ ደቒቕ ናይ ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ኣብ ማውሪሸስ

ኣብ ሞሪሸስ ዘካየድዎ ምብጻሕ ኣብ ሓደ ደቒቕ ናይ ምስማዐ ርእየት

ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ሞዛምቢክን ማዳጋስካርን ሞሪሸስን ዘጠቓልል ዘካየድዎ መበል 31 ዓለም ሓቆፍ ሓዋርያዊ መገሻ መሰረት እቲ  ኣብ ደሴት ሞሪሸስ ዕለት 9 መስከረም ዘካየድዎ ሓዋርያዊ ምብጻሕ ኣብ ፖርት ልዊስን ዘዕረገዎ መስዋዕተ ቅዳሴን ናይ ምሳሕ መኣዲ ምስ ናይ ከባቢ ሃገራታ ውቅያኖስ ህንዲ ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽርን ኣብ ቤተ መቕደስ ሰባኬ ወንጌል ንደቀባት ብፁዕ ፐረ ላቫል ዘካየድዎ መንፈሳዊ ንግደትን ንናይ ሃገረ ሞሪሸስ ርእሰ ብሔር ክብርን ሕዝብን እታ ሃገር ናይ ቤተ መንግስቲ ዘካየድዎ ምብጻሕን ምስ ናይ መንግስትን ናይ ፖለቲካን በርገሳውያን ማሕበራትን ናይ ወጻኢ ሃገራት ልኡካነ መንግስታት ኣብ ሞሪሸስ ዘካየድዎ ርክብን መላእ ከይድታቱ ዝድህስስ ኣብ ሓደ ደቒቕ ናይ ምስማዐ ርእየት ሓበሬታ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

10 September 2019, 09:58