ድለ

ኣብ ሓደ ደቒቕ ናይ ቅዱስ ኣቦና ሓዎጾተ ኖልዎ ኣብ ሰበኻ ካመሪኖ

ነቲ ብርእደ መሬት ኣዚዩ ዝተሳቐየን ንብዙሕ ሰብኣውን ንዋታውን ሓደጋን ዕንወትን ዝተቓልዔ ከባቢ ቀሪቦም ኣብ እምነት ንኸጽንዑን ንዳግም ብጋሴ ሰብኣውን ከባብያውን ሕንጸት ንኸነቓቕሑን

ኣብዚ እትምልከትዎ ናይ ሓደ ደቒቕ ናይ ምስማዐ ርእየት መልእኽቲ፡ መላእ ናይ ሓደ መዓልቲ ሓውጾተ ኖልዎ ቅዱስ ኣቦና ኣብ ሰበኻ ካመሪኖ ዝምልከት ኰይኑ ቀንዲ መርሓ ፍጻሜታቱ ዘቕርብ እዩ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ሃገረ ቫቲካን

ኣብዚ ናይ 60 ካልኢት ናይቲ ዕለት 16 ሰነ 2019 ዓ.ም. ድሕሪ ቐትሪ ከባቢ ሰዓት 15.30 ደቓቕ ዝተዛዘመ ኣብ ኢጣሊያ ዞባ ማርከ ኣውራጃ ማቸራታ ኣብ እትርከብ ሰበኻ ካመሪኖ ናይ ላቲን ስርዓት እትኽተል ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ዓመታዊ በዓል ቅድስተ ስላሴ ኣብ ዘብዓለትሉ ዕለት ዘካየድዎ ናይ ኢጣሊያ ሓውጾተ ኖልዎ፡ ነቲ ብርእደ መሬት ኣዚዩ ዝተሳቐየን ንብዙሕ ሰብኣውን ንዋታውን ሓደጋን ዕንወትን ዝተቓልዔ ከባቢ ቀሪቦም ኣብ እምነት ንኸጽንዑን ንዳግም ብጋሴ ሰብኣውን ከባብያውን ሕንጸት ንኸነቓቕሑን ዝኣመተ ምዃኑ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ ኣፍሊጡ።

17 June 2019, 10:15