ድለ

ቃል ቅዱስ ኣቦና ኣብ ቅዱስ ስፍራ ኣደ ምሕረት ቃል ቅዱስ ኣቦና ኣብ ቅዱስ ስፍራ ኣደ ምሕረት 

ቃል ቅዱስ ኣቦና ኣብ ቅዱስ ስፍራ ኣደ ምሕረት

ገዛእ ርስና ምኽፋት ሎሚ … ሰብ ንሰብ ተኹላ፡ ንዓመጽ ገዛእ ርእስካ ምኽፋት ክምስል ዝክእል እዩ (ናይ ወንጌል ሓሴት ካብ ፍቕዲ 71-72 ረኣ) ኣደ ምሕረት ከም ኵለን ኣተን ስድራ ቤት ክሓብር ዝጽዕራ ለዋሃት ኣዴታት ኣብ እዝንና ሓውኻ ኣናድይ ቢላ ሕሹክ እናበለት ናይ ሓድሽ ወጋሕታ … ማዕጾ ተርህወልና ኣላ።

ክቡራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን

እቲ ኣብ 1799 ዓ.ም. ወራሪ ሓይሊ ርካብ እታ ሃገር ኩሉ ኣዕንዩ ሎሚ ንዛ እንርእያ ማዕጾ ጥራሕ እዩ ዝሓደገ፡ ኣብቲ ኣዋን እውን እዛ ማዕጾ’ዚኣ ምስሊ ቅድስተ ማርያም ኣደ ምሕረት ዝተበራ ከምዝነበረን ቅድስቲ ማርያም እመ ኣምላክ ወትሩ ንረድኤትኩም ቅርብትን ንድጋፍና መጻኢትን ምዃና ኣብ ቅድሚ ዝረጋግጸልና ማዕጾ ኮኸበ ጽባሕ ንርከብ።

…. ቅድስተ ማርያም በዚ ታሪኽ’ዚ ኣቢላ ከየጥቃዕኻ ምክልኻል ዝከኣል ምዃኑ ትምስክረልና፡ እዛ ምስሊ ማርያም’ዚ ሕጻን ወዳ ዘይተሓቖፈት፡ ኣደ ኵሉ ምዃናን ነቶም ክሳብ ኣብዚ ዘላትሉ ስፍራ ዝመጹ እቲ ኣንሕና እውን ክንርእዮ ዘይከኣለና ኣብኣቶም ዘሎ ምስሊ ወዳ ኢየሱስ ንኸነስተውዕል ትድግፍ።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ከተማ ቫቲካን

ምስሊ ኢየሱስ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ልቢ ሰብ ካብ ዝተሓተመሉ ህሞት ኵሉ ሰብ ንእግዚኣብሔር ንምርኻብ ዝኽኣል ኩነት ዘቕርብ ይኸውን። ግና ንኻልኦት ብምፍራሕ ኣብ ገዛእ ርእስና ተዓጺና ምስ እንተርፍ ፈላላይ መናድቕ ንሓንጽ ገዛእ ርእስና ካብቲ ሰናይ ቃል ኢየሱስ ነጉድል። ኣብ ዝሓለፉ ታሪኽና ብዙሓት ዕርድታት ሓኒጽና ኢና፡ ሎሚ ከም ኣሕዋት ንኽንላለይን ብሓባር ሓጐስ ንኸነስተማቕርን ናይ ሕውነት ጣዕሚ ንኸነስተማቕር መታን ገጽ ንገጽ ንኽንረኣኣን ይግብኣና (ናይ ወንጌል ሓሴት ፍቕዲ 87 ረኣ)።

ብዙሓት ብዘይ ናይ ሃይማኖትን ዓሌትን በመቆልን ኣፋላላይ ..  ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ናብ ማርያም ኣደ ምሕረት  ምብጻሕ የካይዱ። ሎሚ እቲ ዘሎ ናይ ምርኻብ ክእለትን ናይ ምንቅስቓስ ናጽነት ኣብ መንጐ ሃገራት እውን ነዚ ምብጻሕ ዝከኣል ገይርዎ እዩ። … እቲ ብነጻ ዝተዓደልናዮ ህያብ ካባና ወጺእና ንኻልኦት ብምእንጋድን ብምቕባልን ንኸነወፍዮ ዝተጸዋዕና ምዃና ዝሕብር ቅዱስ ስፍራ እዩ።

ገዛእ ርስና ምኽፋት ሎሚ … ሰብ ንሰብ ተኹላ፡ ንዓመጽ ገዛእ ርእስካ ምኽፋት ክምስል ዝክእል እዩ (ናይ ወንጌል ሓሴት ካብ ፍቕዲ 71-72 ረኣ) ኣደ ምሕረት ከም ኵለን ኣተን ስድራ ቤት ክሓብር ዝጽዕራ ለዋሃት ኣዴታት ኣብ እዝንና ሓውኻ ኣናድይ ቢላ ሕሹክ እናበለት ናይ ሓድሽ ወጋሕታ … ማዕጾ ተርህወልና ኣላ። (ሊቃስ 16፡ 19-31)።

ሎሚ ብዙሓት ሕጻናትን ኣባይቲ ስድራን ናይ ኣልኣዛር ዘይኰነስ ናይ ኢየሱስ ኣቑሳል ዝተነብሮን እያቶም… ኣንሕና ንኣኦም እቲ ብፍቕሪ ዝፍውስ ብርሃን ንኽንኰነሎም ድምጾም የስምዑ ኣለዉ፡ … ።

ፍቑራት ኣሕዋተይ! ኣብዚ ኣፈት’ዚ ምርኻብና እቲ ምስ ካልኦትን ዘሎና ርክብ ከነንጽሕ ሓይሊ ተመክሮ ንገብር። ኣዴና ማርያም እቲ ውስንነቶምን ዘለዎም ኣበርን ኩሉ ብምሕረትን ብትሕትናን ብዘይ ትዕቢት ክንምልከቶን ክንቀርቦምን ትደግፈና (ፊል. 2፡3) … ናይ መቕጸርያ ምስጢራት ብምስትንታን ነቲ ተስፋና ዝዀነ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘበስር ሓደ ማሕበረሰብ ንኽከውን ሓግዝና ንበላ፡ በዚ ኸኣ ኩሉ እተእንግድ ሃገር ንምሕናጽ ንበቕዕ… (ወንጌላዊ ሓሴት፡ 165 ረኣ)፡ ማርያም ወትሩ ነዛ ዝተባርከት መሬት ናይ ወጋሕታ በሪ ትኹንና! ብኣኣ ንኽምንራሕ ገዛእ ርእስና ብምፍቃድ ብሓባር ሳልሳይ ናይ ሓሴት ምስጢር እናስተንተና ንሓደ 10 ግዜ ሰላም ንኣኺ ጸሎት ንድገም።

ኢሎም።

 

22 September 2018, 18:33