መበል 25 ዓለም ሓቆፍ ሓዋርያዊ ጒዕዞ ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሓውጾተ ኖልዎ ኤስቶንያ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ዕለት 25 መስከረም 2018 ዓምፈ ብሰላም ኣብ ርእሰ ከተማ ኤስቶንያ ታሊን ብሰላም ኣትዮም ድሙቕ ኣቀባብላ ተገሩሎም ምስ ሰበሥልጣንን ሲቭላውያን ማሕበረሰባትን ኣካላት ዲፕሎማስን ኣብ ኣደራሽ ፕርሲደንት ምስ ተራኸቡ ምስ መንእሰያት ብሓባር ንምጽላይ ካርሊ ኪርኽ ሉተራዊት ቤተክርስትያን ካርሊ ከይዶም።

ኣብ ካርሊ እትርከብ ሉተራዊት ቤተክርስትያን ምስ መንእሰያት ጸሎት ሕብረት ኣብያተክርስትያን (ኢኩመኒካል ጽሎት) እንከካይዱ  ብቪድዮ ንምክትታል!

25 September 2018, 10:00