ድለ

ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት 2019 ዓ.ም.፡ ኣብ ፓናማ ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት 2019 ዓ.ም.፡ ኣብ ፓናማ ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ 

ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት 2019 ዓ.ም.፡ ኣብ ፓናማ ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ

ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት 2019 ዓ.ም.፡ ኣብ ፓናማ ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ

ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ሓላፊ ግረግ ቡርከ ዕለት 9 ሓምለ 2018 ዓ.ም. ኣብ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን ናይ ጉባኤ ኣዳራሽ ኣብ ቅድስቲ መንበር ካብ ውሽጥን ወጻእን ንዝተፈላለያ ናይ ዜና ማዕከናት ልኡካን ጋዜጠይናታት ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናይ ፓናማ መንግስትን ኣብታ ሃገር ናይ እትርከብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ብዘቕረቡሎም ወግዓዊ ናይ ይብጽሑና ዕድመ መሰረት ካብ ዕለት 23 ክሳብ ዕለት 27 ጥሪ 2019 ዓ.ም. ኣብ ፓናማ ንኽክየድ ዝተወሰነ ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት ክሳተፉን መሪሕ ቃል ክልግሱን ምስ ናይ ፓናማ መግስትን ምስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ፓናማ ክራኸቡ ምዃኖም ሓቢሮም።

ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት 2019 ዓ.ም.፡ ኣብ ፓናማ ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ
10 July 2018, 15:57