ር.ሊ.ጳ ስለ ሰላም ኒካራግዋ ሶርያ ኢትዮጵያን ኤርትራን ጻውዒት ኣቅሪቦም፣
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ናይ ዕለቱ ጉባኤ ኣስተምህሮ ኣቅሪቦም ምስ ምእመናን ጸሎተ መልኣከ እግዚብሔር ምስ ደገሙ ስለ ሰላም ኒካራግዋ ሶርያ ኢትዮጵያን ኤርትራን ነዚ ዚስዕብ ጻውዒት ኣቅሪቦም፣
ንኒካራግዋ ብዝምልከት
ንሶርያ ብምዝምልከት ከኣ
ንዘተ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣመልኪቶም ከኣ
02 July 2018, 18:34