16/01/2019 ናይ ር.ሊ.ጳ. ናይ ዕለተ ረቡዕ ሓፈሻዊ ኣስተህሮ ትምህርተ ክርስቶስ፥ ናብ እግዚኣብሔር ምጽላይ ንእግዚኣብሔር ኣብ ጸሎት፡ ብጸሎት ናብ እግዚኣብሔር፡ እግዚኣብሔር ገጹ ዝሓብእ ኣይኰነን ኣብ ሱቕታ ዝተዓጽወ እውን ኣይኰነን፡ ሰለምንታይ ንፍቕሩ እሙን ስለ ዝዀነ፡ ኩሉ ዝተቐበልናዮ ክህሎታት ዘበለ እንተበተንናዮን እንተዘየርባሕናዮን እውን ንሱ ወትሩ ይደልየናን የፍቅረናን