13/02/2019 ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ምንም ምስትምሳል የለን! ስለድኻታት ንጸሊ! ር.ሊ.ጳ ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ሮቡዕ ዕለት 13 ለካቲት 2019 ዓምፈ ነቲ ኣቀድም ኣቢሎም ዝጀመርዎ ብዛዕባ ኣቦና ኣብ ሰማያት እትነብር ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ብምቅጻል ሎሚ እውን ‘እግዚአብሔር ኣቦ ኩልና እዩ’ እንክብሉ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ኣቅሪቦም።