ሓዋርያዊ ሓውጾ ጥቀ ክቡር ኣባ ከሠተ ገብረዮሓንስ ኣብ ኣህጉር ኤውሮጳ ንዝርከቡ ካቶሊካውያን ሥርዓተ ግዕዝ!
ካብ ዝሓለፈ ዕለት 16 ግንቦት ክሳብ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት ኤውሮጳ ብምኻድ ካብቶም ነቶም ምእመናን ዝጓስዩ ካህናት ጀሚርካ ምስ ኣብያተ ምኽሪ ቊምስናታትን ምእመናንን ኤርትራውያን ካቶሊካውያን ዘሥርዓተ ግዕዝ ከማኡ እውን ምስ ገሊኦም ናይ ክልል ኣብያተ ክርስትያን ሥርዓተ ላቲን ኣቡናትን ካህናትን ብምርኻብ ሓውጾ ወይ ምብጻሕ ዝገብሩ ዘለዎ ብር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ነዚ ሥራህ እዚ ዝተመደቡ ጥቀ ክቡር ኣባ ከሠተ ገብረ ዮሓንስ ምስ ረድዮ ቫቲካን ክፍሊ ትግርኛ ዝገበርዎ ቃለ ምልልስ ነቅርበልኩም።
15 Jul 2022, 10:00