ድለ

202መንእሰያት ኣንጎላ ንምድላው ኣህጉራዊ  መዓልቲ  መንእሰያት ሊዝበን 2023 ዋዕላ የካይዱ 202መንእሰያት ኣንጎላ ንምድላው ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት ሊዝበን 2023 ዋዕላ የካይዱ  

መንእሰያት ኣንጎላ ንምድላው ኣህጉራዊ መዓልቲ መንእሰያት ሊዝበን 2023 ዋዕላ የካይዱ

እቶም ኣንጎላውያን መንእሰያት ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ዝበለጸን ዝማዕረገን ኣገባብ ኣብቲ ዓለም ለኻዊ ቅነ መንእሰያት ሊዝበን ምስታፍ

መንእሰያት ኣመንቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኣንጎላ ተሳትፎን ተልእኾን ኣብ ቁርባን ሲኖዶሳዊ ቤተክርስያን ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ነቲ ቆላሕታ ዓለም ተዋሂብዎ ዘሎ ጉባኤ ኣህጉራዊ  መዓልቲ መንእሰያት ሊዝበን 2023 ምድላዋት ንምግባር ኣብ ሃገረ ስብከት ቤንⶓላ ዝሓለፈ ሰሙን ጉባኤ ኣካይዶም።

ዜና ቫቲካን

እቶም ካቶሊካውያን መንእሰያት ንኣርባዕተ መዓልታት ብዛዕባ እቶም ብምርባሕ  እንሰሳታት ዝመሓደሩ ጓሶት ዘለዎም ናይ ስራሕ ጸገማት ተመያይጦም። ነቲ ብናይ ኣንጎላን ሳኦቶመን (ceast) ብጹዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ዝተገብረ ምርጫ ዝምልከት ዝገበርዎ ባይቶ ፣ በቶም ካህን ዝቐረበ ደብዳበ ኣንጸባሪቖም ።

ኣብቲ ሚኒስትሪ ምርባሕ እንስሳታት ሓላፊት ቤት ጽሕፈት ምርባሕ እንስሳታት ዝኾና ቢልማ ጋስፓር ኔቶ ነቲ ዝተኻየደ ጉባኤ ብምድጋፍ ሓጎሰን ምስ ገለጸአት ኩሎም መንእሰያት ክእለቶም ከዕብዩ ስለ ዝደልዩ ድሌቶም ከነማላኣሎም ብህንጡይነት ተቕሪብና ኣሎና ኢለን።

ወሲኸን እቲ ዝመሰጠን  እቶም መንእሰያት ኣብቲ ሃገረ ስብከት ዘለዉ ነቲ ሚኒስትሪ ከማዕብልዎ ከምዝደልዩ ምሰረጋገጻ እየን።

2022 ኣህጉራዊ  መዓልቲ መንእሰያት ኣንጎላ

ነቲ ናይ (ceast) ኣንጎላን ሳኦቶመን (ceast) ብጹዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ጳጳሳት ሓዋርያዊ ደብዳበ ብምሙርዃስ፡ መናእሰይ ኣንጎላ ኣብቲ ዝቕጽል ሃገራዊ ምርጫ ክሳተፉ ከምዘድሊ እቲ ናይ ጳጳሳት ሰነድ ውን ነቲ ኣንጎላዊ ካቶሊካዊ ምእመን ንጹር መምርሒን ኣንፈት ዲሞክራሲ ዘትሐዘን ብምዃኑ ኣድላይነቱ ዕዙዝ እዩ ኢለን።

እቶም ኣንጎላውያን መንእሰያት  ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ዝበለጸን ዝማዕረገን ኣገባብ ኣብቲ ዓለም ለኻዊ ቅነ  መንእሰያት ሊዝበን ምስታፍ ከምዝሓይሽ ተዛትዮም።

ናይ ኣንጎላ ካቶሊካውያን መናእሰይ ንዓለም ለኻዊ ቅነ መንእሰያት ንምድላው ኣብ ወርሒ ሕዳር 2022 ኣብ ሃገረ ስብከት በበንጐላ ዓውደ ርክብ ክክካየድ ተወሲኑ።

ኣብ መወዳአታ ቪልማ ጋስፓር ኔቶ እቶም ካቶሊካውያን መንእሰያት ኣብቲ ዝግበር ዓበይቲ መደባት ክሳተፉ ኣለዎም ክብላ ተላብየን።

14 Apr 2022, 15:51