መልእኽቲ ምስጋናን ሢመተ ጵጵስናን መልእኽቲ ምስጋናን ሢመተ ጵጵስናን 

25 ዓመት ይገብር ልክዕ ከም ሎሚ ዕለት 12 ጥሪ 1996 ዓም ዝተጻሕፈት መልእኽቲ አቡነ ዘካርያስ

ብጸጋ እግዚአብሔር ረድኤት ወላዲተ ኣምላኽን ማንታ ኤጳርቅናታት ባረንቱን ከረንን ካብ ዝምሥረታ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮቤል ዝሓለፈ ታሕሳስ ዕለት 21 ከምዘኽበራ ዝዝከር ኰይኑ ኣብ ናይ ዝሰዓቡ ዕለታት ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ናይ ሽዑ ነፍሰኄር ብፁዕ ኣቡነ ዘካርያንስ ዮሓንስ ንሲመተ ጵጵስና ቀዳሞት ጳጳሳት ክልተ ሓደስቲ ኤጳርቅናታት ነፍሳተ ኄራን ብፁዓን ኣቡነ ሉቃስን ኣቡነ ተስፋማርያምን ዝምልከት ብዕለት 12 ጥሪ 1996 ዓም ዝጻሕፍዋ መልእኽቲ ነቅርበልኩም።
ብድምጺ ንምክትታል!
ሓዋርያዊ መልእኽቲ ጳጳስ ኤጳርቅና ባረንቱ!
ሓዋርያዊ መልእኽቲ ጳጳስ ኤጳርቅና ባረንቱ!
መልእኽቲ ካቶሊካዊ ኤጳርቅና ከረን!
መልእኽቲ ካቶሊካዊ ኤጳርቅና ከረን!
12 January 2021, 12:23