2020.02.24  ሕዝብ ዘይነብር ውስተ ጽልመት ብርሃን ዓቢይ ሠረቀ ላዕሌሆሙ! 2020.02.24 ሕዝብ ዘይነብር ውስተ ጽልመት ብርሃን ዓቢይ ሠረቀ ላዕሌሆሙ! 

መልእኽቲ ተቃውሞ ካ.ቤ.ክ ኤትርትራ ንእገዳ ልኡኻት ካ.ቤ.ክ ኢትዮጵያ ብመንግሥቲ ኤርትራ

ኣብ ክብረ በዓለ ወርቃዊ ኢዮቤል ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ኪዳነ ምሕረት ንምስታፍ ንዝመጹ ልኡካን ካቶሊካዊት ቤተክርስያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሥመራ ኤርትራ ን16 ሰዓታት ኣጸቢዮም ንዓዶም ምምላሶም ብዝምልከት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ናብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ኤርትራ ዝጸሓፈቶ መልእክቲ።
ብድምጺ ንምክትታል!
መልእኽቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ
መልእኽቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ
29 February 2020, 17:53