2018.12.07 ሊቀ ጳጳሳት ዘበኤርትራ ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ተስፋማርያም 2018.12.07 ሊቀ ጳጳሳት ዘበኤርትራ ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ተስፋማርያም 

ሰንበት ቃለ እግዚአብሔርን ሶሙን ጸሎት ሓድነት ክርስትያንን

ዓመት መጸ ኣብ ወርሒ ጥሪ ንሓደ ሶሙን ምስ መመላእታ ዝግበር ጸሎት ምእንቲ ሓድነት ክርስትያን ሎም ዘመን እውን ካብ ዕለት 18 ክሳብ 25 ጥሪ 2020 ዓምፈ ኣብ መላእ ዓለም ‘እቶም ደቂ ዓዲ ብኅሉፍ ሰብኣዊ ለዋህነት ተመልከቱና` (ግሐ 28.2) ብዝብል መሪሕ ቃል ኪካየድ ምዃኑ ካብ ኣብያተጽሕፈት ሓድነት ክርስትያን ናይ ኩለን ኣብያተ ክርስትያን ኣመልኪቱ።

ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን  ዕለት 5 ጥሪ 2020 ዓም ብሊቀ ጳጳሳት ዘበኤርትራ ብፁዕ አቡነ መንግሥተአብ ተስፋማርያም ነዛ መልእኽቲ እዚኣ ጽሒፎም።

መልእኽቲ ብፁዓን ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ንሰንበት ቃለ እግዚአብሔር
መልእኽቲ ብፁዓን ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ንሰንበት ቃለ እግዚአብሔር
ብድምጺ ንምክትታል!
16 January 2020, 09:34