ድለ

ብረድዮ ቫቲካንን ኢንተርነትን ፈይስቡክን ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መሥዋዕተ ቅዳሴ ሥርዓተ ግዕዝ ን4 ነሐሰ 2019

ወርሒ መጸ አብ ቀዳማይ ሰንበት ብረድዮ ቫቲካንን ኢንተርነትን ፈይስቡክን ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መሥዋዕተ ቅዳሴ ሥርዓተ ግዕዝ ንጽባሕ ሰንበት 4 ነሐሰ 2019

መዘኻኸሪ፤ ክቡራትን ክቡራንን ሰማዕትናን ብዝተፈላለየ ናይ ዘመንና መራኸቢ ብዙኃን እትኸታተሉናን፤ ብጎርጎርዮሳዊ ባሕረ ሓሳብ ወርሒ መጸ አብ ቀዳማይ ሰንበት ብረድዮ ቫቲካን ብቀጥታ ዝመሓላለፍ መሥዋዕተ ቅዳሴ ሥርዓተ ግዕዝ ጽባሕ ሰንበት ነሐሰ 4 2019 ዓምፈ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ኤርትራ ካብ ሰዓት 11.30 ክሳብ ፍርቂ መዓልትን ሓምሳ ደቂቅን ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ከኣ ንግሆ ካብ ሰዓት ሓሙሽተን ፈረቃን ክሳብ ክሳብ ፍርቂ መዓልትን ሓምሳ ደቂቃን ብ15,595 ኪሎ ሄርዝ ወይ ድማ ብ19 ሜትር ባንድ ብ17,590 ኪሎሄርዝ ወይ ድማ ብ17 ሜትር ባንድ ከምኡ እውን ብኢንተርነት መደባትና ንምክትታል https://www.vaticannews.va/ ንዝብል መርበብ ሓበሬታ ብምኽፋት አብቲ ዝርዝር ቋንቋ ትግርኛ ንዝብል መራኸቢ ብምትንካፍ ብቀጥታ ንምክትታል ንዝብል ክፍሊ ብምጥዋቅ ከምኡ እውን አብ አንድሮይድ ብሞባይል ሳምሱንግ ብአይፎን ወይውን አይፓድ አፕስ ንምክትታል አብዚ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ መርበብ ሓበሬታ አብ ታሕታይ ክፍሊ ብነጻ ብምቅዳሕ ማለት ዳውንሎድ ብምግባር ክትከታተሉ ትኽእሉ፣  ብሳተላይት እውን Eutelsat 2 SES 5 ራድዮ ቫቲካና ወይ ቫቲካን ረድዮ ብዝብል ስም ብቀጥታ ስለዝመሓላላለፍ ክትከታተልዎን ምሳና ሓቢርኩም ክትጽልዩን ነዘኻኽር፣

03 August 2019, 12:47