ድለ

ካመሩን፡ ሰለስተ ኣባላት ማሕበር ክላሪቲያኑምን ሓደ ዓለማዊምእመንን ከምእተጨውዩ ካመሩን፡ ሰለስተ ኣባላት ማሕበር ክላሪቲያኑምን ሓደ ዓለማዊምእመንን ከምእተጨውዩ 

ካመሩን፡ ሰለስተ ኣባላት ማሕበር ክላሪቲያኑምን ሓደ ዓለማዊምእመንን ከምእተጨውዩ

ውድብ ሕቡራት መንስታት ዓለም እቲ ኣብ ካመሩን ኣብቲ ቋንቋ እንግሊዘይና ተጠቓሚ ከባቢ ዝርአይ ዘሎ ውጥረት እዚዩ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ገሊጹ

ናይ ማሕበር ክላሪቲያኑም ልኡካነ ወንጌል ጠቕላሊ ዋና ጸሓፊ ኣባ ጆሰባ ካሚሩዋጋ ኣብ ዞባ ምዕራባዊ ካመሩን ዝተጨውዩ ሰለስተ ኣባላት ልኡካነ ወንጌል ማሕበር ክላሪቲያኑምን ሓደ ዓለማዊ ምእመንን ናጻ ክልቀቑ ጻውዒት ከምዘቕረቡን ናጻ ክልቀቑ ዘተ ይካየድ እውን ምህላውን ክሕበር እንከሎ፡ እቶም ጨወይቲ ኣብቲ ከባቢ ዝዋፈሩ ኣባላት ናይ ነጻነት ሓይሊ ምንቅስቓስ ምዃኖም ይንገር።

ስምዖን ተ. ኣርኣያ - ከተማ ቫቲካን

እቶም ሰለስተ ካህናት ኣባላት ልኡከነ ወንጌል ክላሪቲያኑምን ሓደ ዓለማዊ ምእመን ዝርከብዎ ዕለት 24 ሕዳር 2018 ዓ.ም. ኣብ ምዕራባዊ ከባቢ ካመሩን ናብ ኣገልግሎት ኣስፍሆተ ወንጌል እናምርሑ እንከለዉ ከምእተጨወዩን፡ እቶም ጨወይቲ ናይ ካመሩን ዞባ ተጠቃሚ ቋንቋ እንግሊዝ ናጻ ንምውጻእ ዝቃለስ ምንቅስቓስ ኣባላት ምዃኖም ክንገር እንከሎ፡ ብዝሓለፈ ዕለት 21 ሕዳር 2018 ዓ.ም. ኣብቲ ከባቢ ከንያዊ  ልኡካነ ወንጌል ኣባ ኮስማስ ኦምባቶ ኦንዳሪ ከምእተቐትሉ ፊደስ ናይ ዜና ኣገልግሎት የዘኻኽር።

28 November 2018, 16:23